Additionally, paste this code immediately after the opening tag:

Tigrinya English Vocabulary

Tigrinya English Vocabulary Study and Writing Practice ናይ ቋንቋ ኢንግሊዝ ማህደረ-ቃላትን ኣ'ፈዳድላን ትምህርትታት ኣብዚ ሓጺር መ...

Free

Store review

Tigrinya English Vocabulary Study and Writing Practice
ናይ ቋንቋ ኢንግሊዝ ማህደረ-ቃላትን ኣ'ፈዳድላን ትምህርትታት

ኣብዚ ሓጺር መእተዊ ብዛዕባ እዚ ኣፕሊኬሽን ተጻሒፉ ኣሎ። እዚ ኣፕሊኬሽን ናይ ኢንግሊዘኛን ትግርኛን ቃላት ዝምህር ኮይኑ፣ እቲ ንሱ ዝጥቀመሉ ሜላ ድማ ነቲ ተማሃራይ ናይ ነፍሲወከፍ ቃል ኣፈዳድላ ብምሕታት ኢዩ። እቲ ማህደራ ቃላት ብመሰረት ብዝሒ ፊደላት ናይቲ ናይ ኢንግሊዘኛ ቃል ተኸፋፊሉ ይርከብ።

ናይዚ ኣፕሊኬሽን ተጠቓሚ ካብዞም ናይ ማህደረ ቃላት ጉጅለታት ዝኾነ ብምምራጽ ምምሃር ክጅምር ይኽእል ኢዩ። ንነፍሲወከፍ ጉጅለ ድማ ዝርዝር ናይ ቃላት፣ ካብ ኢንግሊዘኛ ናብ ትግርኛ ወይ ከኣ ካብ ትግርኛ ናብ ኢንግሊዘኛ ትርጉም ተዳልዩሎ ኣሎ።

እቶም ናይ ኢንግለዘኛ ቃላት ብተርታ ኣይኮኑን ዘለዉ፣ ነቲ ድምጺ ድሕሪ ምስማዕ ነቶም ቃላት ብተርታ ብጽሑፍ ክትሰርዕዎም ኢኹም። ትርጉም ናይ ነፍሲወከፍ ናይ ትግርኛ ቃልን ናቶም ትርጓሜን ኣብዚ ኣፕሊኬሽን ተቀሪቡ ኣሎ።
እዚ ኣፕሊኬሽን እዚ ኣዝዩ ጠቓሚ ኢዩ፣ ምኽንያቲ ብጥበብ ዘለዎ መንገዲ ኢዩ ነቲ ማህደረ ቃላት ዝምህር። ነቲ ናይ ኢንግሊዘኛ ቃል ብምስማዕ፣ ነቲ ናይ ኢንግሊዘኛ ናብ ትግርኛ ዘሎ ትርጉም ብምንባብ ነቲ ቃል ትጽሕፍዎ። ክትሓስስብ፣ ክትጽሕፍ ከምኡ እውን ነቶም ቃላት ከተጽንዖም እኹል ዝኾነ ግዜ ኣሎካ።

ነዚ ኣፕሊኬሽን ብዝተጠቀምካሉ መጠን ኣእምሮኻ ክቕልጥፍን እቲ ናይ ምቱኳር ክእለትካ ድማ ክዓብን ኢዩ።

ስለዚ፣ ነዚ ኣፕሊኬሽን ብምጥቓምካ ናትካ ናይ ምስማዕ ክእለት ይመሓየሽ፣ ናይ ምጽሓፍ ክእለትካ ይመሓየሽ ከምኡ እውን ብዙሓት ሓደስቲ ናይ ኢንግሊዘኛ ቃላት ትመሃር።
እዚ ኣፕሊኬሽን ቀልጢፍካ ከም ትሓስብ ኪገብረካ ኢዩ፣ እዚ ድማ ንሓንጎሎካ የብልሖን ንዓኻ ድማ በሊሕ ሰብ ይገብረካ።

ነዚ ኣፕሊኬሽን ኣውሪድኩም ኣብ ሞባይልኩም ብምጽዓን ናይ ቋንቋ ኢንግሊዝ ክእለትኩም ኣመሓይሹ።

ናትና ኣፕሊኬሽን ምጥቃምኩም ኣዚና ኢና ነምስግን። ነቶክ ካልኦት ናትካ ኣፕሊኬሽናት እውን ክትርእይዎም ንምሕጸነኩም።

Learn English and Tigrinya Vocabulary, Practice English writing in a systematic way using this App.
The App teaches English and Tigrigna Vocabulary by making students write the Spelling of each word while reading English to Tigrigna translation. You listen the English word, while you see the meaning of each word and its Tigrinya translation.

You have enough time to think, to write and study the words at the same time. The more you use this app, your brain will get faster and your concentration and focusing skills will grow.
So, by using this app your listening skills will be improved, you writing skills will be better and you learn many new English words .

Download and install this app and your English language will improve.

Last update

April 27, 2020

Read more