Additionally, paste this code immediately after the opening tag:

Tigrinya Music ደርፊ ግጥምታት

Tigrinya Music Lyrics ዝተመርጹ ናይ ትግርኛ ደርፊ ግጥምታት ዝበለጹን ዝመቀሩን ናይ ትግርኛ ደርፊ ግጥምታት እዚ ናይ ሞባይል ኣፕሊኬሽን እ...

Free

Store review

Tigrinya Music Lyrics

ዝተመርጹ ናይ ትግርኛ ደርፊ ግጥምታት

ዝበለጹን ዝመቀሩን ናይ ትግርኛ ደርፊ ግጥምታት

እዚ ናይ ሞባይል ኣፕሊኬሽን እዚ ዝተመርጹ ናይ ትግርኛ ደርፊ ግጥምታት ዝሓዘ ኢዩ። እዞም ግጥምትት ኣብ መልእኽቶም ምርኩስ ብምግባር ኣብ 14 ተኸፊሎም ኣሎዉ። ኣብዚ ናይ ሞባይል ኣፕሊኬሽን ልዕሊ 200 ናይ ትግርኛ ደርፊ ግጥምታት ኣሎዉ።

ካብ 2 ክሳብ 4 መስመራት ካብ ሓንቲ ግጥሚ ደርፊ ጥራይ ኢና መሪጽና። ኣብ ትሕቲ ነፍሲወከፍ ግጥሚ፣ ስም ናይ ደራፋይ ወይ ደራፊትን ኣርእስቲ ናይቲ ደርፊን ተጻሒፉ ኣሎ። ሓደስትን ናይ ቀደምን ትግርኛ ደርፍታት ናይ ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣእቲና ኣሎና።

ናይዞም ግጥምታት መልእኽቲ ከምኒ፣ ፍቅሪ ሃገር፣ ፍቅሪ ስድራ፣ ፍቅሪ ኣብ መንጎ ሰብኣይን ሰበይትን፣ ስደተኛ ምዃን፣ ናይ ሰብ ናፍቆት፣ ናይ ጓልንስተይቲ ጽባቐ፣ ናይ ተፈጥሮ ጽባቐ፣ ሓቀኛን ቅንዑን ህይወት። ነዚ እናንምበብኩም ክትዛናግዑ ተስፋ ንገብር።

ከተካፍሉዎ ትደልዩ ናይ ትግርኛ ደርፊ ግጥሚ ምስ ዝህልወኩም፣ እቲ ግጥሚን ስም ናይ ደራፋይ ወይ ደራፊትን፣ ከምኡ እውን ኣርእስቲ ናይቲ ደርፊ ስደዱልና። ናይ ኢ-መይል ኣድራሻና afromium@gmail.com ኢዩ።
Tigrigna Lyrics
ዝኾነ ሓሳባት ወይ ርእይቶ ምስ ዝህልወኩም ናብ ኢ-መይልና ጸሓፉልና። የቀንየልና!

Last update

March 19, 2020

Read more